Home / Events (page 2)

Events

Festival Tigray 2023 Update

he long awaited festival Tigray is going to take place in two weeks in Denver Colorado and UTNA is inviting everyone to participate. We are offering a combo discounted ticket  and can be purchased by going to the link attached below . For your convenience it will also be posted …

Read More »

Festival Tigray 2023

ሰብ ውራይ ዝተኣኻኸቡሉ ደቂ ዓዲ ዝራኸቡሉ ክተርፉሉ ዘይግባእ ድሙቕ ውራይ ፅምብል “ፌስቲቫል ትግራይ”! ሰላም ንዓኹም ይኹን ክቡራትን ክቡራንን! እነሆ እቲ ትፅቢት ዝተገበረሉ ቡዙሓት ህዝባዊ ዋኒናት ዝሓቖፈ ፌስቲቫል ትግራይ እዋኑ ኣኺሉ ኣብ ናይ መወዳእታ ቅንያት ንርከብ። ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ (ማ.ተ.ሰ.ኣ) ነዚ ካብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ዝመፁ ክቡራት ኣጋይሹ ንምቕባል ሙሉእ ምድላዋቱ …

Read More »

መግለፂ ብዝዓባ መበል 48 ዓመት 11 ለካቲት

መግለፂ ምኽባር መበል 48 ዓመት ብረታዊ ቓልሲ ህዝቢ ትግራይ 11 ለካቲት 2023 / 2015/ ዓ.ም ለካቲት 11 ህዝቢ ትግራይ ካብ መፈለምታ ጀሚሩ ብዝለዓለ ድምቀት እናኽበሮ ከምዝመፀ ዝዝከር እዩ። ህዝብን መንግስትን ትግራይ ከሙኡ እዉን ዲያስፖራ ትግራይ ነዚ ዓብይ ህዝባዊ በዓል በቢ ዓመቱ ዝለዓለ ቕድመ ምድላዉ ብምግባር ብዝለዓለ ድምቀት እናብዐሎ መፂኡ እዩ። …

Read More »

An Open Letter to Council of European Union from SJT

Security and Justice for Tigrayans (SJT) is a US based global advocacy organization of diaspora Tigrayans and those of Tigrayan descent. In the past, SJT has written several letters regarding the catastrophic crisis and genocidal war in Tigray Region of Ethiopia. It is pressed to write again to express its …

Read More »

Mekete Festival 2022 Details

ድሙቕ ዋኒን ድሙቕ ውራይ ኩሉ ዝተዓደመሉ ፌስቲቫል መኸተ ትግራይ! ሙሉእ ምድላዋቱ ወጊኑ ንኽቡራትን ክቡራንን ኣጋይሹ ዝፅበ ዘሎ ፌስቲቫል መኸተ ትግራይ 2022 ፤ ሐዚ እውን ትልሚ መገሻኹምን ተሳትፎኹምን ካብ ሐዚ ብምምዕርራይ ኣካል እዚ ታሪኻዊ ምድላው ንኽትኮኑ ደጊሙ ከዘኻኽረኩም ይፎቱ። እዚ ብኣሰናዳኣይነት ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ (ማ.ተ.ሰ.ኣ) ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ዝካየድ ፌስቲቫል …

Read More »