Home / 2023 / September

Monthly Archives: September 2023

ብምኽንያት መስዋእቲ ተጋዳሊት ኣዜብ በቀለ ካብ ማተሰኣ ዝተውሃበ ናይ ሓዘን መግለፂ

ብምኽንያት መስዋእቲ ተጋዳሊት ኣዜብ በቀለ ካብ ማተሰኣ ዝተውሃበ ናይ ሓዘን መግለፂ ተጋዳሊት ኣዜብ በቀለ ካብ ኣቦኣ ኣይተ በቀለ ታደሰን ኣዲኣ ወ/ሮ ኣልጋነሽ ተሰማን ኣብ ከተማ ሽረ ተወሊዳ። ኣዜብ ብዕሽል መንእሰይ ዕድሚኣ ናብቲ ናይ ህዝቢ ትግራይ ናይ 17 ዓመት ዕጥቃዊ ቃልሲ ብሓምለ 24, 1970 ዓ/ም ተፀንቢራ። ተጋዳሊት ኣዜብ ኣብ ምግዳል ዝተውሃባ …

Read More »

ብምክንያት ሐዱሽ ዓመት ካብ ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ(ማተሰኣ) ዝተውሃበ መግለፂ!

ብምክንያት ሐዱሽ ዓመት ካብ ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ(ማተሰኣ) ዝተውሃበ መግለፂ! ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ዝነብር ህዝብና፣ ንጅግና ሰራዊት ትግራይን ደገፍቲ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይን እንኳዕ ናብ ሓዱሽ ዓመት 2016 ዓ/ም ብሰላም ኣብፀሓኩም ኣብፀሐና፤ እንዳበልና እዚ መፃኢ ሓዱሽ ዓመት፣ ናይ ሰላም፣ ናይ ሕውየት፣ ናይ ራህዋን ቅሳነትን ሓጎስን ዘበን ንኽኾነልና ዘለና ሰናይ ትምኒት …

Read More »