Home / 2020 / November

Monthly Archives: November 2020

ናይ ተቓውሞና ድምፂ ይሰማዕ Boston 11.12.2020

ተጋሩን ፈተውቲ ትግራይን ንዝኾንኩም ነበርቲ New England (Greater Boston area, Portland, Maine, Kentucky) USA! ምልከ መራሕቲ ኣብዪ ኣሕመድን ኢሳያስ ኣፈወቅን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ የካዪድዎ ዘለው ጦርነት: ጨፍጫፍን ማእሰርትን ንምቅዋም ኣብ ዝተዳለወ ሰልፊ ሓሙስ November 12, 2020 ኣብ Boston City Hall ፊት ንፊት ኣብ ዝርከብ ቦታ ሰዓት 9:00 ንጎሆ ተረኺብኩም ድምፅኹም ንክተስምዑ ፃዊዒት ቀሪቡልኩም …

Read More »

UTNA Press Release on the war declared on Tigray

November 05, 2020 UTNA Press Release To: The African union United States Department of States The European Union International Crisis Group Human Rights Watch Amnesty International Ethiopia has continued the dangerous descent and perhaps an irreversible and internecine war conflict that has serious implications to the survival and furthermore regional …

Read More »

ጉባኤ ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ ዕዉት ብዝኾነ ኣገባብ ተዛዚሙ

ጉባኤ ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ ዕዉት ብዝኾነ ኣገባብ ተዛዚሙ። 02 ኖቬምበር ፣ 2020 ዋሽንግተን ዲሲ ብዝኽሪ ሰማእታት ዝተኸፈተ መበል 46 ዓመት ጉባኤ ማተሰኣ ናይ እንኳዕ ድሓን መፃእኹም መልእኽቲ ተነቢቡ ብዕሊ ዝተጀመረ እንትኸውን ቀፂሉ ወከልቲ ውዳበታትን ሓፋሽ ማሕበራትን ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲን መግለፂ ሰናይ ትምኒትን ብምቕራብ ተሳሊጡ። ስዒቡ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ …

Read More »