Home / 2023 / January

Monthly Archives: January 2023

መግለፂ ብዝዓባ መበል 48 ዓመት 11 ለካቲት

መግለፂ ምኽባር መበል 48 ዓመት ብረታዊ ቓልሲ ህዝቢ ትግራይ 11 ለካቲት 2023 / 2015/ ዓ.ም ለካቲት 11 ህዝቢ ትግራይ ካብ መፈለምታ ጀሚሩ ብዝለዓለ ድምቀት እናኽበሮ ከምዝመፀ ዝዝከር እዩ። ህዝብን መንግስትን ትግራይ ከሙኡ እዉን ዲያስፖራ ትግራይ ነዚ ዓብይ ህዝባዊ በዓል በቢ ዓመቱ ዝለዓለ ቕድመ ምድላዉ ብምግባር ብዝለዓለ ድምቀት እናብዐሎ መፂኡ እዩ። …

Read More »