Home / 2019 / December

Monthly Archives: December 2019

መግለፂ ቅዋም ህዝባዊ ኮንፈረንስ ትግራይ

መስመርና ኣፅኒዕና ንመኸተ ብዝብል መሪሕ ቃል ካብ ዝተፈላለዩ ሕብረተሰባዊ ክፋላት ትግራይ ማለት እውን ሓረስታይ፣መንእሰይ፣ ደቂ ኣነስትዮ፣ ሙሁራን፣ ነበርቲ ከተማታት ልምዓታዊ ሰብ ሃፍትን ነጋዶን፣ ስድራ ስውኣት፣ ስቪል ሰርቫንት፣ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ዓበይቲ ዓድን ወከልቲ ስቪክ ማሕበራትን ማእኸል ሃገር ካብ ዘለዉ ተወለድቲ ትግራይ ብድምር ልዕሊ 1500 ተሳተፍቲ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ካብ ዕለት 18-19 ታሕሳስ …

Read More »

ብምኽንያት መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ በዓል 11 ለካቲት ኣመልኪቱ ካብ ማሕበር ተጋሩ ሰሜንኣሜሪካ ዝተውሃበ መግለፂ

11 ለካቲት ንህዝቢ ትግራይ ፍሉይ ትርጉም ዘለዋ መዓልቲ እያ። ህዝቢ ትግራይ ንዘበናት ይበፅሖ ዝነበረ ደርባዊ ዕብለላን ብሄራዊ መፅቀጥቲ ክናገፍ፣ ወፅዓ ዝወለዶ ክርፋሕ መናባብሮ ክማሓየሽ፥ ጨቋኒ ስርዓት ኣፍሪሱ ሓዱሽ ስርዓት ክሃንፅ ተወዲቡ ዕጥቃዊ ቃልሲ ከካይድ ወሸን ኢሉ ኣብ በረኻ ደደቢት ናይ መጀመሪያ ርችት ሓርነት ኣብ ወርሒ ለካቲት ተኲሱ። Read the Full …

Read More »