Home / 2020 / May

Monthly Archives: May 2020

ናይ ሎሚ ዘበን ፌስቲቫል ትግራይ 2020 ዴንቨር ኮሎራዶ ተሰሪዙ

Washington DC. April 27, 2020: ፈፃሚት ስራሕ ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ ትማሊ ብዘካየዶ ዘተ መሰረት ናይ ሎሚ ዘበን ፌስቲቫል ትግራይ 2020 ዴንቨር ኮሎራዶ ተሰሪዙ ኣብ 2021 ክረምቲ ካብ 28 ጁላይ ክሳብ 01 ኦገስት ኣብ ተመሳሳሊ ከተማ ዴንቨር ኮሎራዶ ክሳለጥ ወሲኑ። እቲ ፈፃሚት ስራሕ ናብዚ ውሳነ ዝበፅሐ ኮሚቴ ፌስቲቫል ትግራይ 2020 …

Read More »