Home / 2024 / March

Monthly Archives: March 2024

ምሉእ ተግባራዊነት ውዕል ፕሪቶሪያ ውሕስነት ዘላቒ ሰላም እዩ!!!

ምሉእ ተግባራዊነት ውዕል ፕሪቶሪያ ውሕስነት ዘላቒ ሰላም እዩ!!! ፈታዊ ሰላም ዝኾነ ህዝቢ ትግራይ፣ ብዘይግብኦን ብግፍዒን ኣብ ልዕሊኡ ወራር ፅንተት ንኽፍፅሙ ዝመፁ ልፍንታዊያን ወረርቲ ሓይልታት ብድልዱል ሓድነቱን ንምእማኑ ብዘፀግም ፅንዓትን ጀግንነትን መኪቱ ኣገዲዱ ናብ መኣዲ ሰላም ኣምፂኡ ንዘፈረሞ ውዕል ፕሪቶሪያ ንዘይምትግባርን ንምትዕንቓፍን ዝተፈላለዩ መሐንኮላትን መፃወዲያታትን እንትፃወዱ ንዕዘብ ኣለና። ስለዚ እውን ማሕበር …

Read More »