Home / 2023 / August

Monthly Archives: August 2023

ካብ ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ(ማተሰኣ) ዝተወሃበ መግለፂ!

ካብ ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ(ማተሰኣ) ዝተወሃበ መግለፂ! ካብ ቀደም ካብ ጥንት ጀሚሩ ናይ ኩሉሻዕ ባህግን ትምኒትን ህዝቢ ትግራይ፣ ሙሉእ መሰሉን ሓርነቱን ክጎናፀፍ፣ ዕድሉ ባዕሉ ክውስን፣ ብኣውርኡ ድማ መሰረታዊ ረብሕኡን ድሕነነቱን ከውሕስ፣ ታሪኹን መንነቱን ዓቂቡ ኣብ ክሊ ማዕርነታዊ ሓድነት ምስ ካልኦት ህዝብታት እውን ብሰላም ክነብር እዩ። እዚ ሰናይ ትምኒት እዚ ክውን …

Read More »