Home / Videos

Videos

Mekete Festival 2022 Details

ድሙቕ ዋኒን ድሙቕ ውራይ ኩሉ ዝተዓደመሉ ፌስቲቫል መኸተ ትግራይ! ሙሉእ ምድላዋቱ ወጊኑ ንኽቡራትን ክቡራንን ኣጋይሹ ዝፅበ ዘሎ ፌስቲቫል መኸተ ትግራይ 2022 ፤ ሐዚ እውን ትልሚ መገሻኹምን ተሳትፎኹምን ካብ ሐዚ ብምምዕርራይ ኣካል እዚ ታሪኻዊ ምድላው ንኽትኮኑ ደጊሙ ከዘኻኽረኩም ይፎቱ። እዚ ብኣሰናዳኣይነት ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ (ማ.ተ.ሰ.ኣ) ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ዝካየድ ፌስቲቫል …

Read More »