Home / 2021 / January

Monthly Archives: January 2021

ካብ ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ (ማተሰኣ) ብምክንያት መስዋእቲ ጀጋኑና ዝተውሃበ መግለፂ

ካብ ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ (ማተሰኣ) ብምክንያት መስዋእቲ ጀጋኑና ዝተውሃበ መግለፂ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ንዘበናት ዝጸንሐ ብሔራዊ ጭቖናን ናይ መንነት ሕቶን ኣብ ዝለዓለ ጫፍ ምብጽሑ ዝተረድኡ ዕሸል መናእሰይ ተምሃሮ ዩኒበርስቲ ነይሮም። እዚ ጫፍ ዝበጽሐ ብሄራዊ ጭቖና ኣብ ከተማ ኮይንካ ምቅላስ ከምዘይከኣል ተረዲኦም ኣብ በረኻ ደደቢት ሽግ ወያነ ወሊዖም። 17 ዓመታት …

Read More »

In Memoriam: Seyoum Mesfin, Ethiopian Peacemaker and Patriot

Seyoum Mesfin, who was killed in Tigray this week at the age of 71, was Ethiopia’s longest-serving foreign minister. His untimely death robs Ethiopia of a man who exemplified the country’s tradition of enlightened and progressive patriotism. Under other circumstances we would expect a national day of mourning and a …

Read More »

An Eye-Witness Account from Hawzein Tigray, on The War on Tigray

The following is a Transcript of Tigrai Media House (TMH) English Program Broadcast on 01/12/2021 [starting from Minute 2.15] – An Eye-Witness Account from Hawzein, Tigray, on the #WarOnTigray. Transcript By Meron T Gebreananaye Millete Birhanemaskel: The news is really devastating. We know that Prime Minister Abiy Ahmed said ‘no civilians have been targeted; no one has been killed; everything is calm on the …

Read More »

ካብ ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ ዝተውሃበ እዋናዊ መግለፂ

ካብ ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ ዝተውሃበ እዋናዊ መግለፂ ህዝቢ ትግራይ ዝንተ ዕለቱ ንናጽነት ሃገሩን ንመሰል ዐርሰ ውሳንኡን ክብል ኣንፃር ባዕዳውያን ብጅግንነት ዝተቓለሰን ዓበይቲ ዓወታት ዘመዝገበን ህዝቢ እዩ ። እቲ ዝገርምን ብዙሕ ዘስደምምን ግና ኣብ ኩለን ዓውዲ ኹናት ነገስታትን ሊህቃን ኣምሓሩን ምስ ባዕዳውያን ወረርቲ ሸሪኾምን ተሓባቢሮምን ንህዝቢ ትግራይ ወጊኦም ካብ ገጽ …

Read More »

ካብ ብሔራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ አብ ህልው ኩነታት ትግራይ አመልኪቱ ዝተውሃበ መግለጺ

ካብ ብሔራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ አብ ህልው ኩነታት ትግራይ አመልኪቱ ዝተውሃበ መግለጺ ========================================== ከምቲ ዝፍለጥ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ብልጽግና ምስ ሻዕቢያን ክልል አምሓራን ግምባር ብምፍጣር አብ ልዕሊ ህልውና ህዝቢ ትግራይ ዘቕነዐ ገፊሕ ወራር ካብ ዝጅምር ልዕሊ ክልተ ወርሒ አቑጺርና አለና። አብዘን ዝሓለፋ ናይ ወራር አዋርሕ ጸላእቲ ብምድርን ብሰማይን ከዋፍርዎ ዝኽእሉ አጽዋርን …

Read More »