Home / 2019 / June

Monthly Archives: June 2019

ካብ ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ (ማ.ተ.ሰ.ኣ) ዝተውሃበ መግለፂ ሓዘን

ውግዘት መቕተልቲ ጀነራል ሰዓረ መኮንን ጀነራል ገዛኢ ኣበራን ከምኡውን ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተፈጸመ ቅትለት ፕረዚደንት ዶክተር ኣምባቸው መኮነንን ኣይተ እዘዝ ዋሴን! ማተስኣ ካብ ብርኪ ህዝቢ ትግራይ ዝወፀ፥ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ዝበፅሕ ዝነበረ ኩለመደያዊ ግፍዒ ተቃዊሙ፥ ዲሞክራሲ፥ ፍትሒ፥ ማዕርነታዊ ሓድነት ሕብረ ብሄራዊት ፌደራላዊት ኢትዮጵያ ክትፍጠርን ንኡድ ተራ እናትፃወተ ዘመፀ ነባር ማሕበር …

Read More »

ብምኽንያት መዓልቲ ሰማእታት ዝተወሃበ ውድባዊ መግለፂ

ብምኽንያት መዓልቲ ሰማእታት ዝተወሃበ ውድባዊ መግለፂ ዝኸበርካ ተቓላሳይ ህዝቢ ትግራይ፣ ዝኸበርኩም ስድራ ስውኣት፣ ዝኸበርኩም ሃርበኛታት ጉድኣት ኵናት ትግራይን ተጋደልትን፣ ዝኸበርኩም ኣብቲ መሪር ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ እጃምኩም ዘበርከትኩም ኣብ ትግራይን ካብ ትግራይ ወፃኢን እትነብሩ ተጋሩ ፣ ቅድሚ 31 ዓመት 15 ሰነ ካብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ኣብ ሓውዜን ዋኒን ዕዳጋ ንኸሳልጥ ኣብ ዝተኣከበ …

Read More »

‹‹በትግራይ ላይ የሚሠራው አንድነትን የሚበትን ነው›› ደብረ ጽዮን ገብረ ሚካኤል (ዶ/ር)፣ የትግራይ ክልል ምክትል ፕሬዚዳንት

… የትግራይ ሕዝብ በአዲሱ አስተዳደር ተስፋ ማጣቱን፣ የመገንጠል ሐሳብ ውስጥ መግባቱን እያባባሱ ካሉ አሠራሮች መካከል የፌዴሬሽን ምክር ቤት ሰሞኑን በትግራይ ክልል ላይ የመንገድ መሠረተ ልማት ተስፋፍቷል ማለቱና ይኼንኑ ተከትሎም የበጀት ቅነሳ ለማድረግ መነሳቱ፣ ከዚህ ቀደም ሲከሰቱ የነበሩ ጫናዎች ተደማምረው ሕዝቡ ለገባበት ተስፋ መቁረጥ አስተዋጽኦ ማድረጋቸውን … Read the full inerview

Read More »