Home / 2020 / September

Monthly Archives: September 2020

ፀብፃብ መረፃ ትግራይ 2012 ብተዓዘብቲ ጉጅለ ማተሰኣ

ፍሉይ መረፃ ትግራይ 2012 ኣብ ሙሉእ ትግራይ ካብ ጫፍ ራያ ክሳብ ወልቃይት ፀገዴ ብዝገርም መንገዲ ጳጉሜን 04 ፣ 2012 ብዓወት ተዛዚሙ። ማሕበርና ፣ ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ (ማተሰኣ) በቲ ሓቲቱ ዝተወሃቦ ናይ ተዓዛብነት መሰል ተጠቒሙ ካብ ሰሜን ኣሜሪካ 6 ኣባላት ካብ ዓዲ ድማ ነበር ኣባላት ብሓፂር ግዘ ፃውዒት ተዓዘብቲ ሒዙ …

Read More »