Home / 2021 / June

Monthly Archives: June 2021

ብምኽንያት ሰነ 15 መዓልቲ ሰማእታት ዝተውሃበ እዋናዊ መግለፂ

ብምኽንያት ሰነ 15 መዓልቲ ሰማእታት ዝተውሃበ እዋናዊ መግለፂ —————————————————————————— ታሪኽ ህዝቢ ትግራይ ታሪኽ ሰማእታት እዩ። ትግራይ ጅኦፓለቲካዊ ኣቀማምጠኣ ንወረርቲ ምችውቲ ብምኻና ወረርቲ ሓይልታት በቢእዋኑ እንዳተባረዩ “ኢትዮጵያ” እትበሃል ሃገር ግዝእቲ (colony) ንምግባር ተኸታተልቲ ኩናት ገይሮም እዮም። ኣብዘን ዝተገበራ ዓውደ ውግኣት ህዝቢ ትግራይ ብብሕቱ ኢትዮጵያ ከይትድፈርን ከይትውረርን ሰፍ ዘይብል መስዋእቲ ምኽፋሉ ታሪኽ …

Read More »

ፌስቲባል ትግራይ 2021

ፌስቲባል ትግራይ 2021 እንትነኽብር እንከለና : ከምቲ ልሙድ ካብ ልቢ ዝነቐለ ፍሰሃን ፈሽታን ተሰሚዕና ዘይኮነስ ጸላእትና ኣብ ህዝብና ዘብጽሕዎ ዘለዉ ኣረመኒያዊ ግፍዕን ጭካነን ተጻዊርና ከምኡውን ጸበባን ሕላገትን ኪኢልና ብሕራነ ብወነን ብትብዓትን ሓበራዊ ቕልጽምና ኣስጢምና ንህልውና ህዝብና ኣብንምክተሉ እዋን ምኻኑ ህዝብና ካብ መረበቱ ብኣራዊት ወተሃደር ኤርትራን ብፋሽስት ወተሃደራት ኣብዪን ኣብ ዝተባረረሉ …

Read More »