Home / 2022 / November

Monthly Archives: November 2022

እዋናዊ መግለፂ ማተሰኣ

እዋናዊ መግለፂ ——————— ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ክካየድ ዝፀንሐ ናይ ትግራይን ኢትዮጵያን ተፃብኦታት ደዉ ናይ ምባል ዝርርብ ብስምምዕ ከምእተዛዘመ ተገሊፁ ኣሎ።። ህዝብን መንግስትን ትግራይ ነቲ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን መንግስቲ ትግራይን ዝተፈጠረ ዘይምስምዕማዕ ቅድሚ ናብ ኲናት ምእታዉ ጀሚሩ እቲ ኣፈላላይ ብሰላም ንኽፍታሕ ብዙሕ ፃዕሪ ከምዝገበሩ ዝፍለጥ እዩ። እቲ ኲናት ምስተጀመረ እዉን …

Read More »