Home / 2019 / July

Monthly Archives: July 2019

ልዕሊ 520 ሚልዮን ብር ዝተዋፅአሉ ሓገዝ ምትእኽኻብ ትግራይ

መልእኽቲ ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ኣቐድመ ንልምዓት ትግራይን ፅጉማት ወገናትኩምን ክትሕግዙ እጃምኩም ንኽተወፍዩ ዘለኩም ድልውነት ክትገልፁ ናብዚ መድረኽ ዝመፃኹም ኩሉኹም ዘለኒ ክብሪ ምስዝለዓለ ምስጋናይ ክገልፀልኩም ይፈቱ። ነዚ ሰናይ መድረኽ ብዝለዓለ ሓላፍነት፣ ወነን ተበግሶን ክተዳልዉ ለይቲን ቀትሪን ልዑል ፃዕሪ ዝገበርኩም ኩሉኹም ዕዙዝ ምስጋናይ እውን ይብፃሕኹም። ሃገርና ሰላም ስእና፣ዜጋታት ብመንነቶም ዝፈናቀሉላ፣ጥሪቶም ዝውረረሉን ዝቃፀለሉን፣ …

Read More »

መግለፂ ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት

ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት 2 ሓምለ 2011 ዓ.ም ኣብ ዘካየዶ ናይ ሓደ ማዓልቲ ህፁፅ ኣኼባ ኣብ ቀረባ እዋን ዘጋጠመ መስዋእቲ ላዕለዎት ወታደራዊ መራሕትን ኣብ ክልል ኣምሓራ ዘጋጠመ ቅትለትን መበገሲ ገይሩ ኣብ ሃገርና ምስ ዝምዕብል ዘሎ ኩለመዳያዊ ፀገማት ነዚ ስዒቡ ኣብ ቅድሚት ክህሉ ዝኽእል ኣጠቓላሊ ኩነታት ብመንፅር ንሃገርና ይኹን ንክልልና ዘለዎ ትርጉም …

Read More »

ዲያስፖራ ተጋሩ ካብ ኩባንያታት ትእምት ሼር ብምግዛእ ኢንቨስት ክገብሩ ፃውዒት ቐሪቡ

ዓበይቲ ዝበሃላ ሰለስተ ኩባንያታት ትእምት(መሰቦ፣ ሱርን ትራንስን ) ሼር ንምሻጥ ተዳልየን ከም ዘለዋን በዚ ድማ ዲያስፖራ ተጋሩ ተወዲቦም ካብዘን ኩባንያታት ሼር ብምግዛእ ኢንቨስት ክገብሩ ብብርኪ ም/ር/ምምሕዳር ሓላፊ ቢሮ ከተማ ልምዓትን ንግድን ኢንዱስትርን ዶ/ር ኣብርሃም ተኸስተ ፀዊዖም፡፡ ዶ/ር ኣብርሃም ተኸስተ ንቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ኣብ ዝሃቡዎ ቃለ መሕትት፤ ካልኦት ውልቀ ሰብ …

Read More »