ተጋሩን ፈተውቲ ትግራይን ንዝኾንኩም ነበርቲ New England (Greater Boston area, Portland, Maine, Kentucky) USA!
ምልከ መራሕቲ ኣብዪ ኣሕመድን ኢሳያስ ኣፈወቅን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ የካዪድዎ ዘለው ጦርነት: ጨፍጫፍን ማእሰርትን ንምቅዋም ኣብ ዝተዳለወ ሰልፊ ሓሙስ November 12, 2020 ኣብ Boston City Hall ፊት ንፊት ኣብ ዝርከብ ቦታ ሰዓት 9:00 ንጎሆ ተረኺብኩም ድምፅኹም ንክተስምዑ ፃዊዒት ቀሪቡልኩም ኣሎ::
ትግራይና ብሓበራዊ ቃልስና ትዕወት!!