ካብ ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ ዝተውሃበ እዋናዊ መግለፂ ህዝቢ ትግራይ ዝንተ ዕለቱ ንናጽነት ሃገሩን ንመሰል ዐርሰ ውሳንኡን ክብል ኣንፃር ባዕዳውያን ብጅግንነት ዝተቓለሰን ዓበይቲ ዓወታት ዘመዝገበን ህዝቢ እዩ ። እቲ ዝገርምን ብዙሕ ዘስደምምን ግና ኣብ ኩለን ዓውዲ ኹናት ነገስታትን ሊህቃን ኣምሓሩን ምስ ባዕዳውያን ወረርቲ ሸሪኾምን ተሓባቢሮምን ንህዝቢ ትግራይ ወጊኦም ካብ ገጽ ምድሪ ከጽንትዎ ብዙሕ ፈተነ ገይሮም እዮም። ምልስ ኢልና እንተሪኢና እውን …
Read More »Front-Page
ካብ ብሔራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ አብ ህልው ኩነታት ትግራይ አመልኪቱ ዝተውሃበ መግለጺ
ካብ ብሔራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ አብ ህልው ኩነታት ትግራይ አመልኪቱ ዝተውሃበ መግለጺ ========================================== ከምቲ ዝፍለጥ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ብልጽግና ምስ ሻዕቢያን ክልል አምሓራን ግምባር ብምፍጣር አብ ልዕሊ ህልውና ህዝቢ ትግራይ ዘቕነዐ ገፊሕ ወራር ካብ ዝጅምር ልዕሊ ክልተ ወርሒ አቑጺርና አለና። አብዘን ዝሓለፋ ናይ ወራር አዋርሕ ጸላእቲ ብምድርን ብሰማይን ከዋፍርዎ ዝኽእሉ አጽዋርን ሓይሊ ሰብን አዋዲዶም ትግራይ ካብ ገጸ ምድሪ ንምጥፋእ ተሃንዲዶም ዋላኳ …
Read More »UN aims to send team to Ethiopia’s Tigray to probe war crimes
The United Nations is striving to get a team on the ground to investigate alleged human rights violations, including a mass killing in Ethiopia’s Tigray, described by the UN rights chief as one of many “appalling” human rights abuses that could amount to war crimes.Read full story
Read More »ናይ ተቓውሞና ድምፂ ይሰማዕ Boston 11.12.2020
ተጋሩን ፈተውቲ ትግራይን ንዝኾንኩም ነበርቲ New England (Greater Boston area, Portland, Maine, Kentucky) USA! ምልከ መራሕቲ ኣብዪ ኣሕመድን ኢሳያስ ኣፈወቅን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ የካዪድዎ ዘለው ጦርነት: ጨፍጫፍን ማእሰርትን ንምቅዋም ኣብ ዝተዳለወ ሰልፊ ሓሙስ November 12, 2020 ኣብ Boston City Hall ፊት ንፊት ኣብ ዝርከብ ቦታ ሰዓት 9:00 ንጎሆ ተረኺብኩም ድምፅኹም ንክተስምዑ ፃዊዒት ቀሪቡልኩም ኣሎ:: ትግራይና ብሓበራዊ ቃልስና ትዕወት!!
Read More »UTNA Press Release on the war declared on Tigray
November 05, 2020 UTNA Press Release To: The African union United States Department of States The European Union International Crisis Group Human Rights Watch Amnesty International Ethiopia has continued the dangerous descent and perhaps an irreversible and internecine war conflict that has serious implications to the survival and furthermore regional instability. This situation has further escalated by the declaration of …
Read More »ጉባኤ ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ ዕዉት ብዝኾነ ኣገባብ ተዛዚሙ
ጉባኤ ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ ዕዉት ብዝኾነ ኣገባብ ተዛዚሙ። 02 ኖቬምበር ፣ 2020 ዋሽንግተን ዲሲ ብዝኽሪ ሰማእታት ዝተኸፈተ መበል 46 ዓመት ጉባኤ ማተሰኣ ናይ እንኳዕ ድሓን መፃእኹም መልእኽቲ ተነቢቡ ብዕሊ ዝተጀመረ እንትኸውን ቀፂሉ ወከልቲ ውዳበታትን ሓፋሽ ማሕበራትን ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲን መግለፂ ሰናይ ትምኒትን ብምቕራብ ተሳሊጡ። ስዒቡ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ ሰለስተ ዓመት ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ ብኣቦወንበር እቲ ማሕበር ቀሪቡ። …
Read More »ፀብፃብ መረፃ ትግራይ 2012 ብተዓዘብቲ ጉጅለ ማተሰኣ
ፍሉይ መረፃ ትግራይ 2012 ኣብ ሙሉእ ትግራይ ካብ ጫፍ ራያ ክሳብ ወልቃይት ፀገዴ ብዝገርም መንገዲ ጳጉሜን 04 ፣ 2012 ብዓወት ተዛዚሙ። ማሕበርና ፣ ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ (ማተሰኣ) በቲ ሓቲቱ ዝተወሃቦ ናይ ተዓዛብነት መሰል ተጠቒሙ ካብ ሰሜን ኣሜሪካ 6 ኣባላት ካብ ዓዲ ድማ ነበር ኣባላት ብሓፂር ግዘ ፃውዒት ተዓዘብቲ ሒዙ ከምቲ ልዕል ኢሉ ዝተጠቐሰ ኣብ ኩለን ዞባታት ትግራይ ተንቀሳቒሱ ዝተዓዘቦ …
Read More »UTNA Press Release on Tigray Election
UTNA Press Statement
Read More »UTNA Press Statement on Tigray elections and Establishment of Election Board
UTNA Press Statement on Tigray elections and Establishment of Election Board
Read More »