ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት 2 ሓምለ 2011 ዓ.ም ኣብ ዘካየዶ ናይ ሓደ ማዓልቲ ህፁፅ ኣኼባ ኣብ ቀረባ እዋን ዘጋጠመ መስዋእቲ ላዕለዎት ወታደራዊ መራሕትን ኣብ ክልል ኣምሓራ ዘጋጠመ ቅትለትን መበገሲ ገይሩ ኣብ ሃገርና ምስ ዝምዕብል ዘሎ ኩለመዳያዊ ፀገማት ነዚ ስዒቡ ኣብ ቅድሚት ክህሉ ዝኽእል ኣጠቓላሊ ኩነታት ብመንፅር ንሃገርና ይኹን ንክልልና ዘለዎ ትርጉም ብምግምጋም ብህፁፅ ክፍፁሙ ዝግበኦም ኣገደስቲ ኣንፈታትን ውሳነታትን ኣቕሚጡ ኣሎ። ኣብዚ …
Read More »Front-Page
ዲያስፖራ ተጋሩ ካብ ኩባንያታት ትእምት ሼር ብምግዛእ ኢንቨስት ክገብሩ ፃውዒት ቐሪቡ
ዓበይቲ ዝበሃላ ሰለስተ ኩባንያታት ትእምት(መሰቦ፣ ሱርን ትራንስን ) ሼር ንምሻጥ ተዳልየን ከም ዘለዋን በዚ ድማ ዲያስፖራ ተጋሩ ተወዲቦም ካብዘን ኩባንያታት ሼር ብምግዛእ ኢንቨስት ክገብሩ ብብርኪ ም/ር/ምምሕዳር ሓላፊ ቢሮ ከተማ ልምዓትን ንግድን ኢንዱስትርን ዶ/ር ኣብርሃም ተኸስተ ፀዊዖም፡፡ ዶ/ር ኣብርሃም ተኸስተ ንቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ኣብ ዝሃቡዎ ቃለ መሕትት፤ ካልኦት ውልቀ ሰብ ሃፍቲ ኩባንያታት ኣብ ዘጣየሹዎም ኩባንያታት’ ውን ዲያስፖራ ተጋሩ ሼር ብምግዛእ …
Read More »Mekelle 70 Enderta – Champion of the 2019 Ethiopian Premier League
“ወቅታዊ ጉዳይ” ቆይታ ከየፖለቲካ ምሁር አቶ ናሆሰናይ በላይ
DW TV on the life of General Abraha Quarter
Dr. Debretsion’s press statement on the passing of Generals Saare and Gezae
Dr. Debretsion’s message at a farewell ceremony for Gen. Saare and B/g Gezae
DW TV Live – Farewell ceremony for Gen. Saare and M/g Gezae
ካብ ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ (ማ.ተ.ሰ.ኣ) ዝተውሃበ መግለፂ ሓዘን
ውግዘት መቕተልቲ ጀነራል ሰዓረ መኮንን ጀነራል ገዛኢ ኣበራን ከምኡውን ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተፈጸመ ቅትለት ፕረዚደንት ዶክተር ኣምባቸው መኮነንን ኣይተ እዘዝ ዋሴን! ማተስኣ ካብ ብርኪ ህዝቢ ትግራይ ዝወፀ፥ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ዝበፅሕ ዝነበረ ኩለመደያዊ ግፍዒ ተቃዊሙ፥ ዲሞክራሲ፥ ፍትሒ፥ ማዕርነታዊ ሓድነት ሕብረ ብሄራዊት ፌደራላዊት ኢትዮጵያ ክትፍጠርን ንኡድ ተራ እናትፃወተ ዘመፀ ነባር ማሕበር ኢዩ። ሎሚ እታ ሃገር ትኽተሎ ዘላ ሓደገኛ መገዲ ብምግምጋምን፥ ብጭቡጥ …
Read More »Dr. Debretsion Gebremichael’s Speech at Martyr’s Day
https://www.youtube.com/watch?v=L2XLtYsReFw&feature=youtu.be&fbclid=IwAR3HwJnE8RRPXLtfk3WNInGM_83t12YmicRqZ6pqChY18XqunBK_C45WiiU
Read More »