Home / Front-Page (page 14)

Front-Page

ልዕሊ 520 ሚልዮን ብር ዝተዋፅአሉ ሓገዝ ምትእኽኻብ ትግራይ

መልእኽቲ ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ኣቐድመ ንልምዓት ትግራይን ፅጉማት ወገናትኩምን ክትሕግዙ እጃምኩም ንኽተወፍዩ ዘለኩም ድልውነት ክትገልፁ ናብዚ መድረኽ ዝመፃኹም ኩሉኹም ዘለኒ ክብሪ ምስዝለዓለ ምስጋናይ ክገልፀልኩም ይፈቱ። ነዚ ሰናይ መድረኽ ብዝለዓለ ሓላፍነት፣ ወነን ተበግሶን ክተዳልዉ ለይቲን ቀትሪን ልዑል ፃዕሪ ዝገበርኩም ኩሉኹም ዕዙዝ ምስጋናይ እውን ይብፃሕኹም። ሃገርና ሰላም ስእና፣ዜጋታት ብመንነቶም ዝፈናቀሉላ፣ጥሪቶም ዝውረረሉን ዝቃፀለሉን፣ ዝቕተልሉ ኮይና፣ ካብ ቀረባ ግዜ ድማ ላዕለዎት ኣመራርሓ ምቕንፃል ዝተጀመረሉ …

Read More »