Home / Front-Page (page 11)

Front-Page

Convention of Ethiopian Multinational Federalist Forces

Background The Organizing Committee of Ethiopian Multinational Federalist Forces announces a convention to be held in Atlanta to discuss the upcoming national elections and the future of the country. The convention will be a gathering of delegates of Ethiopian community organizations in North America that share a common history of struggle for self- determination and now envision a democratic multinational …

Read More »

መግለፂ ቅዋም ቀዳማይ ህፁፅ ጉባኤ ህወሓት

ኣብ ታሪኽ ውድብና ንፈለማ ግዜ ካብ ታሕሳስ 25 ክሳብ 26 /2012 ዓ/ም ንተኸታታሊ ክልተ ማዓልቲ ”ጉባኤ ፅንዓትን መኸተን ” ብዝብል መሪሕ ቃል ዘካየድናዮ ታሪኻዊ ቀዳማይ ህፁፅ ጉባኤ ብዓወት ተዛዚሙ ኣሎ። ከምቶም ሕሉፋት ጉባኤታትና ህፁፅ ጉባኤና ‘ውን ንህልው መድረኽ ብዝግባእ ገምጊሙ ቀፃሊ ናይ ቃልሲ ኣንፈታት ብምንፃር ኣብ ፍፁም ናይ ቃልሲ ፅንዓትን ሓቦን ዝተመስረተ ዕውት ጉባኤ ኣካይድና ኣለና። ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ንህልው …

Read More »

መግለፂ ቅዋም ህዝባዊ ኮንፈረንስ ትግራይ

መስመርና ኣፅኒዕና ንመኸተ ብዝብል መሪሕ ቃል ካብ ዝተፈላለዩ ሕብረተሰባዊ ክፋላት ትግራይ ማለት እውን ሓረስታይ፣መንእሰይ፣ ደቂ ኣነስትዮ፣ ሙሁራን፣ ነበርቲ ከተማታት ልምዓታዊ ሰብ ሃፍትን ነጋዶን፣ ስድራ ስውኣት፣ ስቪል ሰርቫንት፣ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ዓበይቲ ዓድን ወከልቲ ስቪክ ማሕበራትን ማእኸል ሃገር ካብ ዘለዉ ተወለድቲ ትግራይ ብድምር ልዕሊ 1500 ተሳተፍቲ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ካብ ዕለት 18-19 ታሕሳስ 2012 ዓ/ም ንተኸታተልቲ ክልተ መዓልቲ ኣብ ከተማ መቐለ ኣዳራሽ ሓወልቲ …

Read More »