Home / Front-Page

Front-Page

Letter to US Secretary of State, Marco Rubio

January 26, 2025 Honorable Secretary Marco Rubio, U.S. Department of State 2201 C Street, NW Washington, D.C. 20520 Subject: Refutation of Claims in the Progressive Tigrayan Solidarity Open Letter Dear Secretary Rubio, First and foremost, we, the Union of Tigrayans in North America (UTNA) along with the united voices of the broader Tigrayan diaspora, extend our heartfelt congratulations as you …

Read More »

ሰራዊት ትግራይ ዘብዒን ዋሕስን ህዝቢ ትግራይ እዩ!!!

ሰራዊት ትግራይ ዘብዒን ዋሕስን ህዝቢ ትግራይ እዩ!!! ህዝቢ ትግራይ፣ ፌደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ናይ ወፃእ ወረርቲ ሓይልታት ተላፊኑ ኣብ ልዕሊኡ ንዝኸፈቶ ናይ ፅንተት ወራር ብኽቡር መስዋእትነቱ መኪቱ ፣ ነቶም ደመኛታት ፀላእቱ ኣገዲዱ ናብ ሰደቃ ሰላም ንኽመፁ ብምግባር ግሁድ ዝገበሮ ውዕል ፕሪቶሪያ ተግባራዊ ንኽኸውን ንዝሓልፉ ክልተ ዓመታት ብትዕግስቲን ፀዋራይነትን እኳ እንተተፀበየ፣ ብሰንኪ ሽርሒን ምስሉይነትን ፌደራል መንግስቲ ኢትዮጵያን ሸለልትነትን ዋሕዲ ቆራፅነትን ስሑት …

Read More »

ኣብ ልዕሊ ሓድነት ህዝቢ ትግራይ ዝግበር ሽርሒ ከብቅዕ ይግባእ!

ኣብ ልዕሊ ሓድነት ህዝቢ ትግራይ ዝግበር ሽርሒ ከብቅዕ ይግባእ! ህዝቢ ትግራይ ብግፍዒ ኣብልዕሊኡ ንዝተኣዎጆ ናይ ፅንተት ወራር ብኸቢድ መስዋእትነትን ወደር ኣልቦ ጅግንነተን መኪቱ፣ ብመሰረት ዘምፀኦ ውዕል ፕሪቶሪያ ዝተወረረ መሬተይ ክምለሰለይ እዩ፣ ዝተመዛበለ ሰበይ ድማ ናብ መረበቱ ክኣትወለይ እዩ፣ ናብ ሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ከኣቱ እየ ኢሉ ንኽልተ ዓመት ብሃንቀውታ እናተፀበየ እኳ እንተፀንሐ ፣ ይትረፍዶ መሬቱ ክምለሰሉ፣ ናብ ሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ክኣትውስ …

Read More »

An Open letter to Secretary Antony Blinken

November 4, 2024 An Open letter to the: The Honorable Antony Blinken Secretary of the State Department US Department of State RE: Second COHA Anniversary Statement Dear Secretary Blinken, The UNION of Tigrayans in North America (UTNA), a US based civic organization, while appreciating the efforts made by the United States in facilitating and brokering the signing of the Cessation …

Read More »

ሉኣላዊ መሬት ትግራይ ኣብ ሕቶ ክኣቱ ኣይግባእን!!!

ሉኣላዊ መሬት ትግራይ ኣብ ሕቶ ክኣቱ ኣይግባእን!!! ኣብዚ ሕዚ እዋን ህዝቢ ትግራይ ቀዳምነት ሂቡ ዝቃለሰሎም ሓያሎ ዝተሓላለኹ ኢኮኖሚያዊ፣ ፖለቲካዊን ማሕበራዊን ሕቶታት እኳ እንተሃለውዎ፣ ናይ ቀደምቲ ቀዳሚ ገይሩ ሰሪዑ ዝቃለሰሉ ዘሎ ሕቶ ግና ሕቶ ምምላስ ሉኣላዊ መሬት ትግራይን ተመዛበልቲ ወገናትናን ምዃኑ እሙን እዩ። ኮይኑ ግና እቶም ነዚ ከተግብሩ ብህዝቢን ብውዳበታትን ሓላፍነት ብዝተዋህቦም ኣካላት ፣ እዚ ልዕሊ ኹሉ ዝስራዕ ሕቶ ህዝቢ እዚ …

Read More »

ጉዳይ ድያስፖራ ዝምልከት እዋናዊ መግለፂ ማተሰኣ

ጥቅምቲ 13/ 2017 (October 23, 2024) ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ ተወለድቲ ትግራይ፣ ዝኸበርክሙን ዝኸበርክንን፣ ኣብ ኦክቶበር 20, 2024 ኣብ እተዳለወ ተወለድቲ ትግራይ ዲያስፖራ ምስ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ኣብ ዝተገብረ ናይ ዙም ኣኼባ፣ ንማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ (ማተሰኣ) ኣመልኪቱ ንዝተዋህበ ዘይግቡእን ካብ መስመር ዝወፀ ዘረባታትን ፀለመን፣ ክምኡ እውን ሽዑ ንዝነበረ ኩነታትን ኣመልኪትና እኹል መብርሂ ምሃብ ኣድላይ ኮይኑ ረኺብናዮ ኣለና። ኣቐዲምና ግና …

Read More »

ካብ ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ ዝተዋህበ መብርሂን ለበዋን

ካብ ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ ዝተዋህበ መብርሂን ለበዋን፣ ኣብዚ ሰሙን እዚ ምስ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ንኽግበር ተታሒዙ ዘሎ ናይ ዙም ኣኼባ ኣመልኪተን፣ ናይቲ መደብ መዳለውቲ ኣብ ሓኽፈን ሜዲያ ቀሪበን፣ እቲ ናይ ዙም ኣኼባ ኣብ ዲያስፖራ ብዘለዋ 15 ዝኾና ናይ ትግራይ ማሕበራት ዝተዳለወ ምዃኑ ምግላፀን ዝፍለጥ ኮይኑ፣ እዚ ኣገላልፃ እዚ ጥቕሉልን ብስም ፀሪሑ ዘይፈሊ ንኹሉ ናይ ተጋሩ ማሕበራት ዲያስፖራ ዝሓውስ ብምዃኑ፣ …

Read More »

እዋናዊ መግለፂ ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ (ማተሰኣ)

እዋናዊ መግለፂ ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ (ማተሰኣ) ፀገም ህዝቢ ትግራይ ከብቅዕ ይግባእ!!! ካብ ዓርሱ ሓሊፉ ምእንተ መሰል ዓርሰ ውሳነ ካልኦት ህዝብታት ሰፍ ዘይብል መስዋእትነት ዝኸፈለ ፈታዊ ሰላም ዝኾነ ህዝቢ ትግራይ፣ ብዘይግብኦን ብግፍዒን ኣብ ልዕሊኡ ወራር ፅንተት ንኽፍፅሙ ዝመፁ ልፍንታዊያን ወረርቲ ሓይልታት ብድልዱል ሓድነቱን ንምእማኑ ብዘፀግም ፅንዓትን ጀግንነትን መኪቱ ዘምፀኦ ውዕል ፕሪቶሪያ ካብ ዝፍረም እነሆ ክልተ ዓመቱ እኳ እንተቑፀረ ከይተተግበረ ኣብ …

Read More »

መግለፂ ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ (ማተሰኣ):- ህዝቢ ትግራይ፣ ትማሊ፣ ሎሚ ኾነ ፅባሕ ሕርይኡ ሰላምን ሰላምን ጥራሕ እዩ!!!

መግለፂ ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ (ማተሰኣ) ህዝቢ ትግራይ፣ ትማሊ፣ ሎሚ ኾነ ፅባሕ ሕርይኡ ሰላምን ሰላምን ጥራሕ እዩ!!! ህዝቢ ትግራይ ናይማቱ ዘይደሊ፣ ናይ ዝኾነ ይኹን ካልእ ህዝቢ መሰል ዘይዳፋእ፣ ንመሰሉን ክብሩን ዝስዋእ፣ ኣብዝኾነ ይኹን እዋንን ኩነታትን ንሰላም ቀዳምነት ዝህብ ህዝቢ ከምምዃኑ ኣብ ናይ ሓያሎ ዘበናት ታሪኹ ብናይ ባዕሉ ተበግሶ ኲናት ዘሳወረሉ እዋን ፈፂሙ የለን፣ ብኣንፃሩ ቀደም ይኹን ሎሚ ዝገበሮም ኲናታት ኩሎም …

Read More »