Home / 2024 (page 2)

Yearly Archives: 2024

UTNA Press Release on Implementation of the Pretoria Agreement

The Full Implementation of CoHA is the Only Way to Achieve Peace. Press Release UNION of Tigrayans in North America (UTNA), a US based civic organization, once again is calling for the full and complete implementation of the Cecessatin of Hostilities Agreement (CoHA) signed in Pretoria on November 2, 2024. CoHA being the fruit of ultimate sacrifice of the heroes …

Read More »

ምሉእ ተግባራዊነት ውዕል ፕሪቶሪያ ውሕስነት ዘላቒ ሰላም እዩ!!!

ምሉእ ተግባራዊነት ውዕል ፕሪቶሪያ ውሕስነት ዘላቒ ሰላም እዩ!!! ፈታዊ ሰላም ዝኾነ ህዝቢ ትግራይ፣ ብዘይግብኦን ብግፍዒን ኣብ ልዕሊኡ ወራር ፅንተት ንኽፍፅሙ ዝመፁ ልፍንታዊያን ወረርቲ ሓይልታት ብድልዱል ሓድነቱን ንምእማኑ ብዘፀግም ፅንዓትን ጀግንነትን መኪቱ ኣገዲዱ ናብ መኣዲ ሰላም ኣምፂኡ ንዘፈረሞ ውዕል ፕሪቶሪያ ንዘይምትግባርን ንምትዕንቓፍን ዝተፈላለዩ መሐንኮላትን መፃወዲያታትን እንትፃወዱ ንዕዘብ ኣለና። ስለዚ እውን ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ (ማተሰኣ) ሕዚ እውን ደጊሙ ደጋጊሙ ኣብ ልዕሊ …

Read More »