Home / 2024 / July

Monthly Archives: July 2024

UTNA Press Release

ንህልዊ ፖለቲካዊ ኩነታት ትግራይ ኣመልኪቱ ዝተዋህበ መግለፂ ህዝቢ ትግራይ ብሰላም ወፊሩ ዝኣትወለን ዝነበራ ኣብ ዘበነ ኢህወደግ ዝነበራ ሒዶት ዓመታት እንተዘይኮይነን ፥ ካብኡ ወፃኢ ኣብ ዘሎ ናይ ክልተ ኣማኢት ዘበናት ኣብ ቃልስን ወፅዓን እዩ ኣሕሊፍዎ። ስለዝኾነ ድማ ኣብ ኣጋ መወዳእታ መበል 20 ክፍለ ዘበን ፣ ብመስዋእትነት ኣሻሓት ፀለምትን ቀያሕትን ደቁ ካብ ብሄራዊ ወፅዓ ተናጊፉ ገፁ ናብ ልምዓትን ሰላምን ገይሩ ንሒዶት ዓመታት …

Read More »

መበል 50 ዓመት ማተሰኣን ፌስቲቫል ትግራይ 2024ን ሪፖርት

ጉባኤ ንህላወና ፣ ፌስተቫል ንህላወና 2024 ጉባኤ ማሕበር ተጋሩ ሰሜን አሜሪካ ናይ ሓባር ቅዋም መግለፂ ፌስተቫል ንህላወና፣ ጉባኤ ንህላወና ብዝብል መሪሕ ቃል ካብ 7 ሓምለ (July) 2024 ክሳብ 14 ሓምለ (July) 2024 ዝካየድ ዘሎ ፌስቲቫል ትግራይ 2024ን መበል 50 ዓመት ልደት ማተሰኣን ብመሰረት ዝተትሓዘ ትልሚ ዉፅኢታዊ ብዝኾነ መንገዲ ኣብ ምስላጥ ይርከብ። ኣብ መኽፈቲ ዕለት ብስነ ስርዓት ዝኽረ ሰማእታት ብሄራዊ መዝሙር …

Read More »