Home / 2019 (page 5)

Yearly Archives: 2019

ካብ ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ (ማ.ተ.ሰ.ኣ) ዝተውሃበ መግለፂ ሓዘን

ውግዘት መቕተልቲ ጀነራል ሰዓረ መኮንን ጀነራል ገዛኢ ኣበራን ከምኡውን ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተፈጸመ ቅትለት ፕረዚደንት ዶክተር ኣምባቸው መኮነንን ኣይተ እዘዝ ዋሴን! ማተስኣ ካብ ብርኪ ህዝቢ ትግራይ ዝወፀ፥ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ዝበፅሕ ዝነበረ ኩለመደያዊ ግፍዒ ተቃዊሙ፥ ዲሞክራሲ፥ ፍትሒ፥ ማዕርነታዊ ሓድነት ሕብረ ብሄራዊት ፌደራላዊት ኢትዮጵያ ክትፍጠርን ንኡድ ተራ እናትፃወተ ዘመፀ ነባር ማሕበር ኢዩ። ሎሚ እታ ሃገር ትኽተሎ ዘላ ሓደገኛ መገዲ ብምግምጋምን፥ ብጭቡጥ …

Read More »

ብምኽንያት መዓልቲ ሰማእታት ዝተወሃበ ውድባዊ መግለፂ

ብምኽንያት መዓልቲ ሰማእታት ዝተወሃበ ውድባዊ መግለፂ ዝኸበርካ ተቓላሳይ ህዝቢ ትግራይ፣ ዝኸበርኩም ስድራ ስውኣት፣ ዝኸበርኩም ሃርበኛታት ጉድኣት ኵናት ትግራይን ተጋደልትን፣ ዝኸበርኩም ኣብቲ መሪር ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ እጃምኩም ዘበርከትኩም ኣብ ትግራይን ካብ ትግራይ ወፃኢን እትነብሩ ተጋሩ ፣ ቅድሚ 31 ዓመት 15 ሰነ ካብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ኣብ ሓውዜን ዋኒን ዕዳጋ ንኸሳልጥ ኣብ ዝተኣከበ ልዕሊ 2500 ዝኾን ህዝቢ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ዝረገፍሉን ኣስከሬን ሰብን …

Read More »

‹‹በትግራይ ላይ የሚሠራው አንድነትን የሚበትን ነው›› ደብረ ጽዮን ገብረ ሚካኤል (ዶ/ር)፣ የትግራይ ክልል ምክትል ፕሬዚዳንት

… የትግራይ ሕዝብ በአዲሱ አስተዳደር ተስፋ ማጣቱን፣ የመገንጠል ሐሳብ ውስጥ መግባቱን እያባባሱ ካሉ አሠራሮች መካከል የፌዴሬሽን ምክር ቤት ሰሞኑን በትግራይ ክልል ላይ የመንገድ መሠረተ ልማት ተስፋፍቷል ማለቱና ይኼንኑ ተከትሎም የበጀት ቅነሳ ለማድረግ መነሳቱ፣ ከዚህ ቀደም ሲከሰቱ የነበሩ ጫናዎች ተደማምረው ሕዝቡ ለገባበት ተስፋ መቁረጥ አስተዋጽኦ ማድረጋቸውን … Read the full inerview

Read More »

እውነት መንስኤውም ሆነ ሂደቱ ከብሄር/ማንነት ነፃ ነው?

በብኤኮ (METEC) ሃላፊዎችና ሰራተኞች ላይ በሚዲያ (በመንግስትና ደጋፊዎቹ) ከፍተኛ ቅስቀሳ የተመራ የCharacter Assassination ከተከናወነ በሗላ (ይህ ነገር ከእስሩ በኋላም ተባብሶ ቀጥሏል) ባለጊዜው መንግስት ሰዎቹን ለማስመሰል ከየተጠሩበት ስብሰባ በማፈስ ማእከላዊ ከከተታቸው ወደ 9 ወራት ተቆጥረዋል። የዋና ዳይሬክተሩ አያያዝና አመጣጥ ሁሉም ያየው ነው።

Read More »