11 ለካቲት ንህዝቢ ትግራይ ፍሉይ ትርጉም ዘለዋ መዓልቲ እያ። ህዝቢ ትግራይ ንዘበናት ይበፅሖ ዝነበረ ደርባዊ ዕብለላን ብሄራዊ መፅቀጥቲ ክናገፍ፣ ወፅዓ ዝወለዶ ክርፋሕ መናባብሮ ክማሓየሽ፥ ጨቋኒ ስርዓት ኣፍሪሱ ሓዱሽ ስርዓት ክሃንፅ ተወዲቡ ዕጥቃዊ ቃልሲ ከካይድ ወሸን ኢሉ ኣብ በረኻ ደደቢት ናይ መጀመሪያ ርችት ሓርነት ኣብ ወርሒ ለካቲት ተኲሱ። Read the Full Statement