TPLF Press Release on Organizational Conference

TPLF-official

September 25, 2016 (Mekelle): መግለፂ ማእኸላይ ኮሚቴ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ /ህወሓት/ ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ካብ መስከረም 09-13/2009 ዓ/ም ስሩዕ ኣኼብኡ ኣካይዱ ኣሎ፡፡ ኣብዚ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼብኡ ዓወታት ጉዕዞ ህዳሴናን ኣብ ውድብና ዘለው ሓደጋታትን ፈተናታትን፣ ምንጮም፣ ፖለትካዊ ትርጉሞምን መፍትሒኦምን ኣብ ዝብሉ ዛዕባታት ተደሪኹ ብዕሙቀት ገምጊሙ ስሩዕ ኣኼብኡ ብዓወት ዛዚሙ ኣሎ፡፡ Open to read the full press release

Leave a Reply