The Voice of Tegaru in Boston

ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኣባላት ማሕበረሰብ ትግራይ! ንሕና ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ቦስተን ከተማን  ከባቢኣን ነበርቲ ዝኾንና ተጋሩን ተወለድቲ ትግራይን ን2-ይ ጊዜ ኣብዘካየድናዮ ሓፈሻዊ ዋዕላ ኩነታት ሃገርና ኢትዮጵያን ክልልና ትግራይን ኣመልኪትና ብዝርዝር ክንመያየጥን መሰላት ህዝብና ብማንም ይኹን ብምንም ዓይነት ንኸይግደብ ዘኽእልዎ ቁመና ንክህልዎ ኩላትና ተጋሩ ብዘይ ምንም ኣፈላላይ ሓድነትና ብዝበለፀ ኣጠናኺርና ናይ ህዝብና ድምፂ (ድምፂ ተጋሩ) ኮይንና ንክንሰርሕ ሓበራዊ ምርድዳእ ዝፈጠርናሉ እዋን ብምዃኑ ዝርዝር ኩነታት ዋዕላና ብቱ ቀሪቡ ዘሎ ቪዲዮ (Video) ምርዳእ ይካኣል። ውሕስና ህዝብና ብሓበራዊ ቃልስና ይረጋገፅ!የቕኒየልና! Open to watch the video

Leave a Reply