Dire Dawa representatives visit Tigray with message of solidarity!

image

18 መስከረም 2009 ዓ/ም መቐለ: ዓሰርተ ሓሙሽተ/15/ ኣባላት ዘለውዎ ንምምሕዳርን ህዝብን ከተማ ድሬዳዋ ዝወከሉ ጉጅለ ልኡኽ መቐለ ኣትዮም። ከተማ ድሬዳዋ ናይ ብዙሓት ብሄር ብሄረሰባት ከተማ ስለ ዝኾነት እቶም ተወከልቲ እውን ካብ ኩሎም ብሄር ብሄረሰባት ኢትዮጵያ ዝተወከሉ እዮም፡፡ እቶም ልኡኻት መቐለ እንትኣትው ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ኣቀባብላ ገይሮሙሎም እዮም፡፡ ፅባሕ 19/01/2009 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ድማ ምስ ተፈናቐልቲ ሓበራዊ መድረኽ ክሳለጥ እዩ፡፡
ዝርዝር እቲ ትሕዝቶ እውን ናባኹም ክነብፀሖ ኢና፡፡

Source: Woyen

image image image image

Leave a Reply