Category Archives: Politics

በአዲስ አበባ ዙሪያ በለገጣፎ ለገዳዲ ቤትና ንብረት የተቃጠለባቸው ነዋሪዎች ቅሬታ

መልእኽቲ ኣቦ ወንበር ህወሓት ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ብምኽንያት መበል 43 ልደት ለካቲት 11

Breaking News: ጠቅላይ ሚኒስትር ኃይለማርያም ደሳለኝ የስራ መልቀቂያ አስገቡ

አዲስ አበባ፣ የካቲት 8፣ 2010 (ኤፍ ቢ ሲ) የኢፌዴሪ ጠቅላይ ሚኒስትር ኃይለማርያም ደሳለኝ ከሀላፊነታቸው በገዛ ፈቃዳቸው ለመነሳት መልቀቂያ አስገቡ።

Lekatit 11 43rd Anniversary in Washington DC

ህዝባዊ ኣኼባ ተጋሩ ነበርቲ ዋሽንግቶን ዲሲን ከባቢኣን ብዝዓባ ህልዊ ኩነታት ኢትዮጵያ

ቅዋም መግለፂ ካድረታትን ላዕለዎት ኣመራርሓን ህወሓት ማእኸላይ ዞባ

ክፋል እቲ መግለፂ ከምዝስዕብ ይንበብ:- “ንሕና ካድረታትን ላዕለዎት ኣመራርሓን ነቱ ተቓሊሱን ኣቃሊሱን ኣብዙይ ዘብፀሐና ባዓል ተመኩሮ ህዝቢ ትግራይ, ነባር ኣመራርሓ, ተጋደላይ, ጉድኣት ኪናትን ስድራ ስውኣትን, ሽግወየንትን ወየንትን እቲ ዝግበኦም ክብሪ እንተይሃብና :- ብኣናእሽተይ ዓወታት ሰኺርና, ብናይ ሕሶት ፀብፃብ ነኒባዕልና እናተመጏጎስናን እናዓገብናን ዘይበልዐ ህዝቢ ዝበልዐ እናምሰልና ብምፅናሕና ምኽንያት ክንሰርሖም ዝግበአና ስራሕቲ ብዘይምስራሕና ቁፅሩ ዘይንዓቕ ህዝብና ኣብ ትሕቲ ፀፍሒ ድኽነት ንኽነብር ምኽንያት ኮይንና ፀኒሕና ኢና:: ብምኻኑ እውን እዚ ከቢድ ክሕደት እዙይ ብቕልጡፍ ንኽእረምን ህዝቢ ካብ ድኽነት ክናገፍ ስለዘለዎ, ህዝብና ንምኽሓስ ጠንቂቕና ክንሰርሕ ምኻንና ቃል ንኣቱ::” ምንጪ ሓበሬታ: ተሌቭዥን ትግራይ

ከአማራ ክልል መንግስት የተሰጠ የአቋም መግለጫ

ሰላም የዘላቂ ልማታችን ዋስትና ነው!
የአገራችን ብሔር፣ ብሔረሰቦችና ህዝቦች መልከ ብዙ የሆነ እና አስደማሚ ታሪክ፣ ባህል፣ ወግ እና አኗኗር ያላቸው ህዝቦች ናቸው፡፡

መደረ ተጋዳላይ ስዩም መስፍን ኣብ መዕፀዊ 7ይ ኮንፈረንስ ህወሓት

”ብፆት ናብዚ መድረክ እዚ ብእብሪት ኢና መፂናዮ ኣብ ከቢድ ጭንቂ ግን ድማ ብሙሉእ እምነትን ሓቦን ኒሕ ወነን ሕርቃንን ጣዕሳን እናተሰመዐና…ንብዓት ህዝብና ክንሕብሶ ዲና… ደም ዝነብዐ ህዝብና ግድን ነይሩ ኣብቲ እዋን…ኣብዚ እዋን እዚ ግና ዝኣመኖ ውድብ ዝሓቆፎ ውድብ ዝመልመሎ ውላዱ ስልጣነ ዓቲሩ… ልምዓት መሰል ዲሞክራሲ ሰናይ ምምሕዳርን ፍትሕን ከንግሰለይ ኢሉ ዝኣመኖ ውላድ እናጠለሞ ይከይድ ከም ዘሎ እናረኣየ ካልኣይ ሞት እናተሰመዖ እዩ…” ‘Listen to Audio below. Source: Aigaforum:-

 

Official Conference-Press-Release in Paper

መኽፈቲ ስነስርዓት መበል 7ይ ውድባዊ ኮንፈረንስ ህወሓት

Dr Debretsion elected deputy chief administrator of Tigray regional state

Addis Ababa, Janaury 10, 2017 (FBC) –Tigray regional state council has elected Dr Debretsion Gebremichael as deputy chief administrator of the regional state. Dr Debretsion was appointed as deputy because he is not eligible to become chief administrator as he is not a member of the regional state’s council. Source: Fana