Category Archives: News

ውዲት ኣብይ ኣህመድን መሻርኽቱን ኣብ ልዕሊ ወያናይ ሓይሊ

ብዋካ ብርሃነ ካብ ሑመራ:- ኣብ ኢትዮጵያ ዝረአ ዘሎ ዘይንፁር ህንደሳ ፖለቲካ “ምድማር” ንሓደሓዲኦም ናይ እማን ቁኑዕ ምውህላልን ምትእኽኻብን መሲልዎም ትስፉው ነገር ክርእዩ ትፅቢት ዝገበሩ ነይሮምን ኣለውን ።

UTNA: Thank you to Tigray Festival 2018 Participants

August 15, 2018, Washington DC. The following is a thank you message from UTNA to Tigray Festival 2018 participants .Open message to read

Tigray Festival 2018 Reportage

2018 United Tegaru Youth in North America (UTYNA) Post-Event Summary

2018 United Tegaru Youth in North America (UTYNA) Post-Event Summary: This summary captures a three-day program that included a conference, Youth Night Festivity, and a Boat Party. Open to read the report in full

The Voice of Tegaru in Boston

ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኣባላት ማሕበረሰብ ትግራይ! ንሕና ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ቦስተን ከተማን  ከባቢኣን ነበርቲ ዝኾንና ተጋሩን ተወለድቲ ትግራይን ን2-ይ ጊዜ ኣብዘካየድናዮ ሓፈሻዊ ዋዕላ ኩነታት ሃገርና ኢትዮጵያን ክልልና ትግራይን ኣመልኪትና ብዝርዝር ክንመያየጥን መሰላት ህዝብና ብማንም ይኹን ብምንም ዓይነት ንኸይግደብ ዘኽእልዎ ቁመና ንክህልዎ ኩላትና ተጋሩ ብዘይ ምንም ኣፈላላይ ሓድነትና ብዝበለፀ ኣጠናኺርና ናይ ህዝብና ድምፂ (ድምፂ ተጋሩ) ኮይንና ንክንሰርሕ ሓበራዊ ምርድዳእ ዝፈጠርናሉ እዋን ብምዃኑ ዝርዝር ኩነታት ዋዕላና ብቱ ቀሪቡ ዘሎ ቪዲዮ (Video) ምርዳእ ይካኣል። ውሕስና ህዝብና ብሓበራዊ ቃልስና ይረጋገፅ!የቕኒየልና! Open to watch the video

QUO Vadis Tigray

Latin meaning “where are you going” where is Tigray going? I watched a clip on Aiga forum about the recent conference of Tigrian professionals and the two points that I thought are very urgent for Tigarai/Ethiopia.

Message of Condolence from UTNA on The Passing of Engineer Semegnew Bekele

ለሀገራዊ አንድነታችን፣ ክብራችን እና ተስፋችን አመልካች ከሆኑ አንጡራ ተቋማት አንዱ የሆነውን የታላቁ የኢትዮጵያ ህዳሴ ግድብ የፕሮጄክት ዋና ስራ አስኪያጅ እና የውድ ሀገራዊ ጀግናችን የኢንጂነር ስመኘው በቀለ ህልፈተ ህይወት ሰምተን ከባድ ሐዘን ላይ እንገኛለን። ሀገራችን ብርቅዬ ልጇን አጥታለች።  Open to read the full message of condolence

Dr. Debretsion Gebremichael’s Speech at Mekelle Public Demonstration

ንሕበር – ኣረ – ንስጠም

ንሕበር – ኣረ – ንስጠም

ብዋካ ብርሃነ

ኣግባብ ኣፀሓሕፋይ ይኹን ናይ ቃላት ኣጠቓቕማይ ሕላፍ ዝላፍ ክህልዎ ስለ ዝኽእል ኣቐዲመ ሕድገትኩም ከይፍለየኒ እላቦ። እንተ ኣብ እምነተይ ዝተፈለየ ሓሳብን ርኢቶን እንተለኩም ግን ብዝሰልጠነ መንገዲ ንካታዕ። ቀንዲ ንኽፅሕፍ ዘበገሰኒ ምኽንያት እውን  ፀርፍን ሃጠው ቐጠውን ዘይሓወሰ ኣብ ጉዳይ ትግራይን ህ.ወ.ሓ.ት.ን ኢሂን ሚሂን ተባሃሂልና እጃምና ክነውፊ ካብ ዘለኒ ባህጊ እዩ።

Condolence from Tigray TV on the passing of Engineer Simegnew Bekele, GERD project manager