ፌስቲቫል ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ 2017 ዓ.ም ኣብ ከተማ ላስ ቬጋስ

ብ ፍትሓዊ ሕሩይ ዳጅ ሲቲ፣ ካንሳስ

ብተኸታታሊ ንኣስታት ሓሙሽተ መዓልቲታት ዝተኻየደ ፌስቲቫል ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ ካብ ትግራይ ዝመጹ ዕዱማት ስነ-ጥበባውያን ሓዊሱ ውሑዳት ሰብ-ስልጣን ትግራይ ዝተዓደምሉ መድረኽ እውን እዩ ነይሩ።ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣሜሪካ ዝመጹ ተጋሩ፣ተወለድቲ ተጋሩን ፈተውቲን እውን ዕዱማት ኾይኖም እዮም። Open to read the full article

Leave a Reply