አብ ከተማ ለንደን ንሓደ ሰሙን ክካየድ ዝቐነየ መበል ሳልስይ ዓመታዊ ኮንፈረንስን ፌስቲቫልን ማሕበር ተጋሩ ኣውሮፓ ብዓወት ተዛዚሙ፡፡

ለንደን (ነሓሰ 22/2009): አብ ከተማ ለንደን ብዝተፈላለየ ምድላወት ክካየድ ዝቐነየ መበል ሳልሳይ ዓመት ኮንፈረንስን ፌስቲቫልን መሕበር ተጋሩ አውሮፓ ብዓወት ምዝዛሙ ጉዳያት ርክብ ህዝቢ እቲ ማሕበር አፍሊጡ፡፡ Read the full report

Leave a Reply